ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሃገር ለኸ መድረኽ ኣገልግሎት ማይ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። “ኣሰራርሓታት ኣገለግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማታት ኢትዮጵያ ምዝማን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ መድረኽ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ቢዝነስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ዓቕሚ ዓውዲ ኣቬሽን ምጥቃም” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ኣፍሪካ ዘለዉ ዕድላትን ብድሆታትን ጠሚቱ ከምዝላዘብ ግዜኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ-ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ልዕሊ 8 ሚሊየን ፍልሰተኛታት ፅግዕተኝነትን ዓለም ለኸ ሓለዋን ይደሊዩ ክብል ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዓለም ለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ኣብ ዋና ቤት ዕይኡ ሎሚ መዓልቲ ኣኽቢሩ። እቲ ዕለት፥ ክፍሊ ጥዕና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ-ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓበራዊ ሓቅታት ብምድሃብ ሃገር ምፅናዕ ይግባእ ክብሉ አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። “ምቕልጣፍን ምፍጣርን፣ ሓበራዊ ሓቅታት ናይ ምፅናዕ ቀፃሊ ምዕራፍ ቃልሲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ኣመራርሓን ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ Desta Jun 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ወላይታ ግዚያዊ ውፅኢት ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብ ውሱናት ጣቢያታት ምርጫ ከተማ ሶዶ፣ ቦዲቲን ወረዳ ዳሞት ጋሌን እቲ ውፅኢት ዕላዊ ከምዝተገበረ ካብቲ ዞባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። መረፅቲ በቢዝመፅኡሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታንያ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን65 ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ብልሓት ንግዲ ዕላዊ ገይራ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ን65 ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ተረባሕቲ ዝገብር ብልሓት ንግዲ ዕላዊ ገይራ። መብሰሪ መርሃ ግብሪ እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ንግዲ ብሪታንያ ኒገል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤምባሲ ቻይና ንተምሃሮ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ላጪ ዝውዕል ደገፍ 410 ካርቶን ፀባ ገይሩ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ኣብ ትግራይ ዕላዊ9 ዑደት ኣካይዱ። እቲ ኣስታት 20 ዝኾኑ ኣባላት ዝተፈላለያ ኢንተርፕራይዛትን ኩባንያታትን መንግስቲ ቻይና ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ፥ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…
ስፓርት ብራዚላውያን ተፃወትቲ ዓሌትነት ንምቅዋም ፀሊም ማልያ ተኸዲኖም ናብ ሜዳ ኣትዮም Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃወትቲ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኣንፃር ጊኒ ኣብ ዘካየድዎ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኩሎም ፀሊም ክዳን ብምልባስ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንዝረአ ‘ዓሌትነት’ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊፆም። ተፃወትቲ እታ ጋንታ ኣብ ቀዳማይ እብረ ፀዋታ፥ ፀሊም ጥራይ ተኸዲኖም ዝኣተዉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ 30 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ከምዘድሊዮም ተገሊፁ። ንፀብፃብ ትካል ምደባ ዝተዋደደ ውሕስነት ምግቢ (አይ ፒ ሲ) ብምውካስ ዳውን ቱ ኣርዝ ዝተብሃለ ጋዜጣ ከምዝፀብፀቦ፥ ኣብ 7 ኣባል ሃገራት ኢጋድ 55 ሚሊየን ዜጋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ Desta Jun 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ንግዲ እንግሊዝ ኒጌል ሀድልስቶን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጡ። እቲ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ ቀፃሊ ሰብ ሃፍቲ አንግሊዝ ኣብ ርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ክዝትዩ…