Fana: At a Speed of Life!

ሓውልቲ ኣኽሱም ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓውልቲ ኣኽሱም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዳግም ንዑደተኛታት ክፍቲ ከምዝኾነ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ገብረመድኅን ፍፁምብርሀን፥ ኣብ ከተማ ኣክሱምን ከባቢኣን ዝርከቡ…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ትውልዲ ከተማ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዜለንስኪ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ከተማ ክሪቪ ሪህ ዝተፈፀመ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ሰብ መዚ እቲ ከባቢ ሓቢሮም። በቲ…

ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብ50 ሚሊየን ዶላር ዝተሃነፀ ማእኸል ዳታ ዊንጉ ኣፍሪካ ተመሪቑ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ስርዓት ምርቓት፥ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፣ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዊንጉ ኣፍሪካን…

ፕሬዚዳንት ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳ ሲልቫ ኣብ ኢትዮጵያን ዑደት ክገብሩ ኢዮም። እቲ ዑደት ብቐንዱ ብራዚል ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንግዲን ዲፕሎማሲን ንምጥንኻር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኦ ግሎቦ ዝተብሃለ ጋዜጣ ብራዚል ከምዝፀብፀቦ፥ እቶም…

ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ንፈልስታት ፍራምረ ልዑል ጠመተ ክግበር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፈልስታት ጥሙር ደኒ ሕርሻ 60 ሚኢታዊ…

መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ሱሉልታ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ሱሉልታ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ብመሰረት ዝሃቦ ኣንፈትን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣለሙ…

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር) ሓላፍነቶም ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ሓላፍነት ዋና ፀሓፊነት እቲ ትካል ወርቅነህ ገበየሁን (ዶ/ር)ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ኣናዊሑ። ብተወሳኺ ጁቡቲ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓማውቲ ነቲ ትካል ብኣቦ መንበርነት ክትመርሕ ዝፀንሐት ሱዳን፥ ሓላፍነታ ንጅቡቲ ከምዘረከበት  ኣብ ኤምባሲ…

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዣንግ ዢ ፔንግ  ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨሰት ምግባር ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ተፈራ፥…

መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ምቕልጣፍን ምምሃዝን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማእከላዊ ኮሚቴ ውድብ ብልፅግና ብመሰረት ዘቐመጦ ኣንፈት ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኻዊ፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ጅቢቲ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዮም ሓምለዋይ ኣሰሮም…