Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ካናዳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ካናዳ ሃርጂት ሲንግ ሳጃን ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ካናዳን ዘሎ ፅኑዕን ዝፀንሐን ርክብ ንምብራኽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም። እቲ መድረኽ ካብ ሎሚመዓልቲ ጀሚሩ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሻርማ ኤል ሼክ ግብፂ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም። ብኣሰናዳኢነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን “ክእለት ንተወዳዳሪነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንቐፀልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ…

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ንምፅጋን ዝሕግዝ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ንምፅጋን ዝሕግዝ ስልጠና ስነ ልቦናዊ ምንቕቓሕ ኣብቲ ክልል ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ካብ ምፅጋን ብተወሳኺ ብፍላይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ንምፍጣር…

ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለውጢ ክሌማ ዝዝቲ መበል 64 ፎረም ኢጋድ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም፥ “ኣገለግሎት እንፈታ ለውጢ ክሌማ ስጉምቲ መፍትሒ ንምውሳድ” ዝበል መሪሕ ቃል ዘለዉዎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ መድረኽ ትምበያታት ወርሒ ሰነ፣ ሓምለ፣ ነሓሰን መስከረምን…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ትካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካላት 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ዴኤታን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ…

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጄኔቭ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብተበግሶ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ ዝተዋደደ ሃንደበታዊ፣ ወሳኒን ኦፕሬቲቭ ክንክንን ውሳነ ዓለም ለኸ…

ቻይና “ቺፕ” ንዘፍርይ ኣሜሪካዊ ኩባኒያ ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብኣሜሪካዊ ትካል መፍረ ሜሞሪ ቺፕ ዝዀነ ማይክሮን ቴክኖሎጂ ዝተሰርሐ ፍርያት ንሃገራዊ ድሕነት ሓደጋ ምዃኑ ገሊፃ። ተቖፃፃሪ ሳይበርስፔስ እታ ሃገር ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፥ እቲ ዝዓበየ ሰራሒ ሜሞሪ ቺፕ ኣሜሪካ "ከቢድ ሓደጋታት…

ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ብኖቲንግሃም ፎረስት ምስዓራ ስዒቡ ማንቸስተር ሲቲ ገና ሰለስተ ፀወታታት ተሪፍዋ እንከሎ'ያ ቻምፕዮን ምዃን ኣረጋጊፃ ኢያ። በዚ ድማ፥ ኣብ ሽዱሽት ዓመት ሓሙሽተ ግዜ ተዓዋቲት ፕሪሜርሊግ ብምዃን ሽማ ኣበሪኻ ኣላ። ማንቸስተር ሲቲ…

ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት  ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን። ኣብቲ ዓውዲ ብመሰረት ዝተወሰዱ ምምሕያሻት ሕጊ፣ ለውጥታት ኣወዳድባን ኣሰራርሓን ኢሉ እውን ኣብ ክሊ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት…