Fana: At a Speed of Life!

ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ- ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርግጋፅ ዉሑስ ሰላምን ስጉምቲ ምኽባር ሕጊን ፈላማይ ተግባር መንግስቲ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶ/ር ለገሰ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰላም መሰረት ኩሉ ነገር ብምኻኑ ምርግጋፅ…

ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምስራሕ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምምሕያሽ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ተገሊፁ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ። "ክእለት ሎጂስትክን ምውዳድ ትካላትን ንዘላቂ ትራንስፎርሜሽ ኢኮኖሚ"ብዝብል…

ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም  50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ 2018 ዓ.ም  50 ቢሊየን ፈልስታት ክትተክል ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር 25 ቢሊየን ፈልስታት ዝተተኸለሉ ቀዳማይ ምዕራፍ ምዕዋቱ ኣፍሊጦም። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ተወሳኺ 25…

ካብ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዘቕረበቶ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 83 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ ትካል ሞገስ መኮንን፥ ንጅቡቲ፣ ኬንያን ሱዳንን ሽይጣት…

ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ልቓሕን ውሕስናን ተፈቒዱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ኣብ ኢትዮጵያ ንዝገብሮ ዘሎ ዝርገሐን ህንፀትን መስመር ቴሌኮሙኒኬሽንን ንምድጋፍ ዝውዕል ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን ገንዘብን ኤጀንሲ ውሕስነት ኩለ መዳይ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ልቓሕን ውሕስናን ከምዝፈቐድሉ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ዓለም ለኸ…

እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱዅዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት ቀዳምነት ምሃብ ይግባእ-ሚኒስቴር ግብርና

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋን ዘርኢ በፂሑ ሕፅረት ዘመናዊ ዱኵዒ ንዘጋጠሞም ከባቢታት እዋን ዘርኢ ካብ ዘይበፀሐሎም ከባቢታት ክቀርብ ናይ ምግባር ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሕርሻ ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)፥ ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓም…

ኣይተ ሳንዶካን ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ምስ ሓለፍቲ ፈንድ ለውጢ ክሌማን ዓለም ለኸ ፋሲሊቲ ከባቢን ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ጎድኒ ንጎድኒ ኣኼባ ቋሚ ኮሚቴ ትካል ሕቡራት መንግስታት ለዉጢ ንብረት ኣየር ማዕቐፋዊ ስምምዕነትን ኢዩ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 130 ነፈርቲ ንምዕዳግ ትልሚ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ መስፍን ጣሰው፥ ኢስታንቡል ኣብ ዝርከብ ፕሮግራም ኣይ ኤ ቲ ኤ ኤ ጂ ኤም ምስ ኣቪዬሽን ዴይሊ ፃንሒት ገይሮም። ኣብ ፃንሒቶም፥ እቲ መገዲ ኣየር…

ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ማክሮ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዘኽእል እዛ ሃገር ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብዝሰለዖ ደገፍ ገንዘብ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።…

ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ 2 ቢሊየን ዶላር ዘውፅእ ተወሳኺ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ንዩክሬን ተዳሉ ከምዘላ ገሊፃ። ዩክሬን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራዊ ሓይሊ ሩሲያ ስጉምቲ መሊስካ ምጥቃዕ ምውሳድ ምጅማራ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ደገፍ…