ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትካእ ይስራሕ ከምዘሎ ግሩብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ክፍሊ ተሳትፎን ረታ ደመቀ፥ ቀረብ ሽኮር ውሽጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ዝዕፀዉ መስመራት ዕላዊ ኮይኖም Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከባቢ መስቀል ኣደባባይ ንውሱናት ስዓታት ዕፁው ዝኾኑ መስመራት መገዲ ከምዝህልዉ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዋፅኡ ዓውዲታት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉን ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪ ኢዝላማባድ ዘዳለዎን ጉባኤ ቢዝነስ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ አረጋ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንክዋፈሩ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥ "ብልፅግና ለሴቶች፤ ሴቶች ለብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ኢዩ። እተን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ዝተውፃእፃኣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕድሳት ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta May 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕድሳት ኣብ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸወን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ናይ ዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ምዕባለ ኣብ ገፀርን ከተማን ንክስፋሕፋሕ ኩሉ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ Desta May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ኩነታት ከቢድ ፀገም ሰነ-ልቦና ዝገጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ፤ ንዝፈጠረሎም ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስን ልኡኾምን ዘቲየን። ከልቲአን ከተማታት ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ባህላዊን ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ Desta May 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት…