ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕዳ ታክሲ ኣብ 10 ኣዋርሕ ውሽጢ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ 30 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ዉሽጢ 40 ነጥቢ 5 ቢሊየን…
ጥዕና ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም። እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም። ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ተሓቲቱ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት(ኣይ.ኦ.ኤም)ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝተፈናቐሉ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ሓቲቱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈጠረ ኲናት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ንክስደቱ ምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ዢኑዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ 45 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣስታት 200 ዝኾኑ ምሁራንን ተወከልቲ ቢዚነስን ሓሳቦም ኣቕሪቦም። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ንዘለዉ ፖሊሲ ዝሕንፅፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። እዚ ድማ ብሰንኪ ሕፅረት ደም ዘጋጥም ፀገም ኣብ ምቕራፍ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረህዋስን ኢትዮጵያ፥ “ደም ይለግሱ ህይወት የትርፉ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ብዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ እኹል ዝኾነ ናዉትታት ሕክምናን ኣፋዉስን ብዝይምእታዉ እቲ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ይካየድ ኣሎ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ሰበኽ ሳግምን ለውጢ ክሌማን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርምር ምስ ለውጢ ክሌማ ተዛሚዱ ዘጋጥም ሓደጋታት ምፅዋር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ብሪክስ ካብ ፅዕንቶ ምዕራባውያን ናፃ ዝኾነ ስርዓት ዓለም ንክፍጠር ሓቲተን። ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ኣኼባ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ Desta Jun 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ Desta Jun 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን…