Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከምዘካይዱ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ጋንታ ኣብ ፃንሒቱ ምስ ብሄራዊ ጋንታታት ካሪቢያን ፀወታ ከምዝገብር ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳር ንብረትን መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ሰርዓትን ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…

ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝሳጥ ተገሊፁ። እቲ ፎረም፥ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ ተባሂሉ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተመስገን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቫንያ ታንጃ ፋጆን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙለን።…

ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ። ኣብ መበል 18 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ብኢትዮጵያ ቡና ተዓዋትነት ተዛዚሙ።…

ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ደቃ ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ጀጋኑ ውላድ ስለ ዘለውዋ  ብነፃነት ፀኒዓ ክትነብር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይሊታት ምክልኻል ሃገርን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝርከብ…

ምስ ዝተጀመረ ሓዱሽ ምልማድ ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን የድሊ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር  ምስ ዝተጀመረ ለውጢ፣  ሓዱሽ ምልማድን ኣንፈተን ዝጠዓዓም ስራሕቲ ሚዲያን ኮሚኒኬሽንን ከምዘድሊ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ውፅኢታዊ ተግባር ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል፥…

መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ”  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ-ግብሪ ምፋላጥን መተኣኻኸቢ እቶትን መፅሓፍ "የመደመር ትውልድ"  ኣብ ከተማ ጋምቤላ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፣ ምስ ጎና ጎኒ ከቢድ ሓላፍነትን ምምራሕ ሃገርን…

መበል 13 ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ሓፈሻዊ መጠን ሽልማት ናብ 1 ሚሊየን ብር ክብ ብምባል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝዳሎ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ሓፈሻዊ መጠን ሽልማት ናብ 1 ሚሊየን ብር ክብ ብምባል መበል 13 ምዕራፉ ጀሚሩ። እቲ ውድድር ብሓደሽቲ ተወዳደርቲን ፍሉይ ተውህቦ ዘለዎምን ብቐጥታ ፈነወ ኢዩ ተጀሚሩ። 12 ተወዳደርቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ። ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾነ እቲ  መገዲ ኣየር፥ ቅድሚ 77 ዓመት ኢዩ ስራሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብ ጉዕዞ ፃንሒቱ፥ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ምስ ዓለም እናተኣሳሰረ ፀኒሑ እዩ። 141 ኣውሮፕላናት…