Fana: At a Speed of Life!

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ  ልዕሊ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ክልል ኦሮሚያ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ  ሂቡ። እቲ ደገፍ፥ 61 ኮምፒተራት፣ 100 ሺሕ ጥራዝ፣ 10 ሺሕ ቢሮን ካልኦት ናውቲታትን ዘካተተ ኢዩ። ብድምር ናይ 5 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር…

ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ትማሊ ናብ ቤጂንግ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቻይና ሊ ችያንግ ኣብ ክልቲኣዊ ዛዕባታት እተን ሃገራት ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።…

ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ- መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሸን ዘተ ካብ ፖለቲከኛታት ብተወሳኺ ህዝብታት ኣብ ጉዳይ ሃገሮም ሓሳብ ንክህቡ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ኮሚሽነር መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዞባታት ምብራቕን ምዕራብን ጉጂ፣ ምዕራብ ሸዋ፣ ሆሮ ጉዱሩ ወለጋን ምብራኽ…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ገንዘብን ይዛተ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሰመሪታ ሰዋስው ሓዊሱ ተወከት ባንኪ ዓለምን ሚኒስቴር ፋይናንስን፣ ኣባላት…

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ። ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘበናዊ መሳርሒ ብመስፍን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…

ጀርመን ንዩክሬን ዝኸውን ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንዩክሬን 2 ነጥቢ 7 ቢሊየን ዩሮ ዘውፅእ ልዑል ደገፍ ኣፅዋር ኲናት ዕላዊ ገይራ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ በርሊን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ዝሓዝዎ ትልሚ ስዒቡ ኢዩ ዕላዊ ተገይሩ።…

ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትካእ ይስራሕ ከምዘሎ ግሩብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ክፍሊ ተሳትፎን ረታ ደመቀ፥ ቀረብ ሽኮር ውሽጢ…

ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ዝዕፀዉ መስመራት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከባቢ መስቀል ኣደባባይ ንውሱናት ስዓታት ዕፁው ዝኾኑ መስመራት መገዲ ከምዝህልዉ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ…