ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ Desta Apr 8, 2023 0 አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ኣርባዕተ ዩንቨርስቲታት ዘሰልጠኖም ወለንታዊያን ኣመሪቑ። ኣብተን ትካላት ዝሰልጠኑ 6 ሽሕን 714 ብሄራዊ ወለንታውያ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተመረቑ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ኣብ ዓውዲ ጨርቃ-መርቂ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ሰብ ሙያ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ብቑዓት ንክኾኑ ዘኽእል ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ተሳሊጡ Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ኣደባባይ ንዝግበር ኢፍጣር ዝኸውን ወፍሪ ፅርየት ኣብ መስቀል ኣደባባይ ተሳሊጡ። ኣብቲ ወፍሪ ብዙሓት ነበርቲ፣ ወለንታዊያንን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ከምዝተሳተፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረከብናዮ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ-ፕ/ር ጣሰው ወልደሃና Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ ዓርሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም Desta Apr 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ላዕለዋይ ኣዛዚ ሓይልታት ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ መሰልጠኒ ምዕቃብ ሰላም ሁርሶ ኮንቲጀንት ብምርካብ ሕፁያት መኮነናት ጉባ ኮርስን ድሕረ ምረቓን ኣመሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም…
ቢዝነስ ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ዓውዲ ግብርና ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ Desta Apr 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ካብ ግብርና ናብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ኮሚቴ ሚኒስትራት ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኣብ ክሊ…
ቢዝነስ ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ Desta Apr 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮትሮባንድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ተታሒዙ። ሓላፊ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ዋና ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጎሹ፥ መበገሲኡ ካብ ጅቡቲ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ይቕፅሉ ኣለዉ-መንግስቲ Desta Apr 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ዝውሰዱ ዘለዉ ስጉምቲታት ይቕፅሉ ከምዘለዉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብቲ ከባቢ ድሕሪ ምእታዉ ልዑል ውፅኢት ይምዝገብ ኣሎ ኢለን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም Desta Apr 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብትሑት እቶት ንዝመሓደሩ ሙስሊም ወገናት መኣዲ ረመዳን ኢፍጣር ኣንጊዶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ፣ ኣባላት ኣፈፃሚ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ዘቲዩ Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኢስማኤል ኦማር ጌሌ ዘቲዩ። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ረኽቢ እተን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። ኣብ…