Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዋፅኡ ዓውዲታት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝተሳተፈትሉን ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዱስትሪ ኢዝላማባድ ዘዳለዎን ጉባኤ ቢዝነስ ተኻይዱ። ሚኒስቴር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ አረጋ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ንክዋፈሩ ዘኽእል…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን። እቲ መድረኽ ዘተ፥  "ብልፅግና ለሴቶች፤ ሴቶች ለብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ኢዩ። እተን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ዝተውፃእፃኣ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕድሳት ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሕድሳት ኣብ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ኩሉ ንክሳተፍ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸወን ኣብ ከባቢ ኣዋሬ ናይ ዝነብሩ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መንበሪ ኣባይቲ ናይ…

ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍራምረ፣ ደርሆ፣ ስጋ፣ ፃባ፣ ስርናይ፣ መዓር ዝረኣናዮ ምዕባለ ተስፋ ዝህብ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ምዕባለ ኣብ ገፀርን ከተማን ንክስፋሕፋሕ ኩሉ ሰብ…

ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ኣርባዕተ ድጂት ብዘለዎ መስመር ስልኪ ምኽሪ ኣገልግሎ ስነ ልቦና ንምሃብ ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ተሓቢሩ። ብሰንኪ እቲ ተፈጢሩ ዝነበረ ኩነታት  ከቢድ ፀገም ሰነ-ልቦና ዝገጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ፤ ንዝፈጠረሎም ፀገም…

ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኣትላንታን ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሓቢረን ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ መስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስን ልኡኾምን ዘቲየን። ከልቲአን ከተማታት ዘሎ ኢኮኖሚያዊን ባህላዊን ርክብ…

ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት…

ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሕክምናኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ሀይወታ ከምዝሓለፈ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኣ ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ። ሂሩት ኣብ…

91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ዓይነታት ፍሪያታት ምግቢ፥ ኣገዳዲ ብርኪን ገላፂ ፅሑፍን ኢትዮጵያ እንተየማልኡ በምፍራይ ይቐርቡ ከምዘለዉ…

ክሮሽያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ምስ ዋና ዳይሬክተር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ክሮሽያ ፔታር ሚሃቶቭ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ኢኮኖሚን ካልኦት ዛዕባታትን ብምትሕብባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገለፁ። ኣምባሰደር…