ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቲ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር) ከምዝበልኦ ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8…