ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣብቲ ዓውዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም።
ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዘተ ብኣፋን ኦሮሞ ዝተፅሓፋ ታሪካትን ቅርስታትን ብመልክዕ…