Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…

 ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል  ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል  ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ። ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ህዋ ን185 መዓልታት ዝፀንሐ ከምዝኾነ…

ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ…

ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ዝተማልአ ሰላም ንምስግጋር እትገብሮ ፃዕሪ ማሕበረሰብ ዓለም ደገፍ ይህብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ መለስ ኣለም፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም። ኣብ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 60 ሚሊየን ዩሮ ሰብኣዊ ደገፍ ከምዝገብር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ሕብረት ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ብሓፈሻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንሰብንኣዊ  ደገፍ ዝኸውን 331 ሚሊየን ዩሮ ከምዝህብ ዕላዊ ገይሩ።…

ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ትውልዲ ምድማር ማእኸል መዘናግዒ ስፖርት ንህፃናትን መናእሰይን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ኣመራርሓ ከተማን ክፍለ ከተማን፣…

ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኣዛሊ ኣሱማኒ  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሰደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ብዓውዲ ልምዓት ሆርቲካልቸር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና መለሰ መኮንን (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ልምዓት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሞሪሃራ ካሱኪ…

ህዝቢ ትግራይ ምስ ካልኦት ህዝብታት ዘለዎ ሓድነት ናብ ዘጠናኽረሉ ብርኪ ኣብ ምምፃእ እዚ ባይቶ ክሰርሓሉ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ቀረብ ሓገዝ፣ ንህወሓት ካብ ግብረ ራዕዲነት ምስራዝ፣ ርክብ ኦሮሞን ኣምሓራን ብዝምልከት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምቅራብ መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሓገዝ ብዝምልከት ዘየድሊ…

መንግስቲ ሸኔ ብዝምልከት ብሰለማዊ መገዲን ብዘተን ንምፍታሕ ድልው ኢዩ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ  ኣብ  እዋናዊን ሃገራዊን ኩነታት ኣድሂቦም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብሪሆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ሸኔ ብዝምልከት ኣብ ዝሓለፉ እዋናት መእንተ ሰላም ክበሃል ልዕሊ…