ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ጉዳዮም ይረአ ኣሎ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና 200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ውልቀ ሰባት ብዝተፈላለዩ ብርኪታት ብመሰረት ዝቐረቡ ብዙሓት ሓበሬታታት ምርመራ ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገብረማርያም Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ሓምሻይ መዓልቲ ዘቑፀረ "ቃል ፤ተግባር፤ ትውልድ" ብዝብል ርእሲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሰናደአ ኤግዚብሽን ሎሚ እወን ኣብ በቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ መፅሓፍ ምድማር ጠመተ በምግባር ቀፂሉ ውዒሉ። ኣብቲ ኣውደ ርእይ፥…
ቢዝነስ ፖሊሲታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘካተተ ኮይኑ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ቢሮ ልምዓት ቴሌኮሙኒኬሽን ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ዘለውዋ ደንቢታትን ፖሊሲታትን ደቂ ኣኒስቲዮ ብምክታት ዘፅንዖ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ መፅናዕቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መበል 27 ዙር ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ምክትል ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መላኩ ፋንታን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ Desta May 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ዓወት ሃርበኛታት ምኽኒያት ብምግባር ንጎሆ መድፍዕ ከምዝትኮስ ዋና ዳይሮክቶሬት ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ዋና ዳይሬክቶሬት ንፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ፅባሕ 27 ሚያዚያ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዘቲዮም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዘተ ተፃባእቲ ሓይሊታት ኣፈላላዮም ብዘተ ነክፈትሑ ፃውዒተይ ኣቕሪበ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መደረታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝሰነዱ መፃሕፍቲ ዕላዊ ኮይኖም Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መደረታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሰነዱ መፃሕፍቲ ዕላዊ ኮይኖም። እቶም መፃሕፍቲ ክልተ እንትኾኑ፥ “ካብ መስከረም ክሳብ መስከረም” ን “ካብ መጋቢት ክሳብ መስከረምን” ዝብል ርእሲ ዘለዎም ኢዮም ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ መሓሪ ገብረሚካኤል ገሊፆም። ኣብዚ ሐዚ እዋን ንሰራሕተኛታት ናይ ሰለስተ ኣዋርሕ መሃያ ብምኽፋል ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ንግዲ ወርቂ ዝርከብ ኣታዊ ይቕንስ ብምህላዉ ስጉምቲ ምምዕርራይ ይግበር ኣሎ-ኣይተ ማሞ ምህረት Desta May 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ፀገም ፀፅታን ዘይሕጋዊ ንግዲን ካብ ንግዲ ወርቂ ዝርከብ ኣታዊ ይቕንስ ብምህላዉ ስጉምቲ ምምዕርራይ ይግበር ኣሎ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረት ተዛሪቦም። ዋጋ ወርቂ ወሲኽካ ምዕዳግ ዝብል ካብ መንጎ እቶም ስጉምቲታት…