ኩሉ ትውልዲ ኣብ ውሽጢ እቲ መፅሓፍ ንባዕሉ ክረክብ ኢዩ ዝብል እምነት ኣለኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ቋንቋታት ዝተፅሓፈ መፅሓፍ 'የመደመር ትውልድ' ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተመሪቑ።
እቲ መፅሓፍ ብቋንቋ ኣምሓርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞን እንግሊዘኛን ዝተሰናድአ ኢዩ።
ኣብ ስነስርዓት ኢቲ ምረቓ ቀዳማይ…