Fana: At a Speed of Life!

ልኡኽ ሚኒስትራት ኣፍሪካ ኣብ ወረዳ ኣደኣ ዘሎ ልምዓት ስርናይ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ሚኒስትራትን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ኣደኣ ዘሎ ልምዓት ስርናይ ተዓዚቡ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ካብ ኒጀር፣ ታንዛኒያ፣ ዛምቢያን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማዊ መድረኽ ዘተ መምህራን ተሳሊጡ። ኣብ ኣዳራሽ ሚሊየንየም ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ልዕሊ 5 ሺሕ መምህራን ከምዝተሳተፉ ተገሊፁ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ሰለማዊ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ምርግጋፅ ይግባእ…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ተካኢ ፍሪያት ብምፍራይ ልዕሊ 129 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ተካኢ ፍሪያት ብምፍራይ ልዕሊ 129 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። እቲ ኮርፖሬሽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሮጀክት ሪዞርት ሃላላ ኬላ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ኣፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍተቲ ስራሕ መንግስቲን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 200 ከንቲባታት ከተማ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልላት ምርካቦም እውን ተገሊፁ። ዝማዕበላ ከተማታት ንምህናፅ ከንቲባታት ዝህልዎም…

ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሄራዊ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብገበን ዝድለዩ ሰባት ዝርዝሮም ዕላዊ ገይሩ። እቲ ግብረ ሓይኪ ኣብ ክልል ኣምሓራ እውሰድ ምስ ዘሎ ስጉምቲ ብሕቡእ ኣወዳድባ ይንቀሳቐሱን ተግባር ግብረ ራዕዱ እንትፍፅሙ ዝተረኸቡን 47…

ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…

ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ – ኢሪና ኤስ ኒዮኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኢሪና ኤስ ኒዮኒ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ  ክብላ ገሊፀን። እተን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምስ ፋና…

ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ከምዝበሎ፥ 214 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣታዊን 43 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንት ወፃኢን ብድምሩ ልዕሊ 258…

ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ጀሚሩ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 16 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕድጊት…