ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ገሊፆም።
በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ…