ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኩነታት ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ብዕቱብ ይከታተል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብ ሱዳን ብመሰረት ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታን ድሕንነትን፥ ኣብ ዋና ቤት ዕዮን ካርቱምን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ፌዴሪኢ ኣቢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ሃረርን በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ሰላት ዒድ ዝስገደሉ ከባቢ ኣፅርዮም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ስታዲየም ኣብ ዝተገበረ ስነ ስርዓት ምፅራይ፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ኣባገዳታት፣ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ይኽበር ኣሎ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ትማሊ ኣብ ከባቢ ፍቼ ዝጀመረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዛዘሚኡ ብስርዓት ጫምባላላ ይኽበር ከምዘሎ ተገለፂ፦ ፍቼ ናይ ተሃድሶን ምምስጋንን መዓልቲ ብምዃኑ ተወለድቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ተፀዋዒት ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚበን። እቲ ሚኒስቴር ዘለዉ ክፍተታት ብምልላይ ብፍላይ ኣብ መዐቀኒታትመስኖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ርክብ ንግደን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሃንጋሪን ርክብ ንግደን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ንልዕሊ 60 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን125 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮ- ሩሲያ ኣብ ሕውነትን ምትእምማንን ዝተሃንፀ ኢዩ-ኣምባሳደር ኢቭጄኒ ተሬኪን Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን125 ዓመታት ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮ- ሩሲያ ኣብ ሕውነትን ምትእምማንን ዝተሃንፀ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ረክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ 1898 ዓ.ም.ፈ ምጅማሩ ይዛረቡ። ምስ ፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዲፕሎማሲ ምስግጋራ ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዲፕሎማሲ ምስግጋራ ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር…
ቢዝነስ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ገንዘብ ይቕፅል ኣሎ Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ገንዘብ ይቕፅል ኣሎ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሻምናይ ዙር ፕሮጀከት መኣዲ ንሃገር ደገፍ ዝገበራ ትካላት ዝርዝር ዕላዊ ገይሩ። እተን ትካላት ካብ 5 ክሳብ 10 ሚሊየን ብር ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምፍታሕ እሱራት ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንምዕሟቕን ብገበን ተጠርጢሮም ዝተትሓዙን ዝተፈረዶምን ሰባት ካብ ቤት ህንፀት ንምፍታሕ ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ እቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ኢባዳ ዝለዓለ ምንዳዋ ሚዛን ዝደፍእ “ለይለቱል ቀድር” Desta Apr 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝዛዘም ናይ ረመዳን ወርሒ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ወይ ካብ 83 ዓመታት ካብ 3 ኣዋርሕ ኢባዳ ንላዕሊ ዝለዓለ ምንዳ ዘለዋ ሓንቲ ለይቲ “ለይለቱል ቀድር” ትርከብ። እዛ በረከት ብዙሕ “ለይለቱል ቀድር” ምእመን ብንቕሓት ንክሕልዋ…