ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልማታዊ ሴፍቲኔት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ተገይሩ-ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልማታዊ ሴፍቲኔት ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ፀገማት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ፋንታ ደጀን፥ እቶም ወገናት ብኮቪድ 19ን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጣ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ሕውነት ንምጥንኻር ዘኽእል ስራሕቲ ትሰረሕ ከምዘላ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሬሾ ገሊፆም። ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክዓስል፥ ፈረንሳይ ኣብ ትግበራ ስምምዕ ሰላም ከምዝሓገዘት ተዛሪቦም። እዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ምቹውን ቅልጡፍን ንምግባር ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ። መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ቁፅሪ 341/1995 ዝግበር ምምሕያሽ ብዝምልከት ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ቀሪቡ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ፥ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኩለ መዳይ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ዕዉት ንክኸውን፥ ኣሳታፊ፣ ተጎዳእቲ ማእኸል ዝገበረ፣ ዓለም ለኸ ልምዲታትን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ። ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ። እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ። እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ። ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣካብነት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ…