ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ ብምርኣያ ፅባሕ ዓርቢ ክኽበር ኢዩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ጎንፂ ንምውላዕ ዝሰርሑ ኣካላት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሱዳንን ብዙሓት ፈተናታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ (ጋነግ) ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ጋምቤላ ኣቲዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንገዛእ ርእሱ ግንባር ነፃነት ጋምቤላ (ጋነግ) ብምባል ዝሰየመ ዕጥቃዊ ቃልሰ ራሕሪሑ ሰላማዊ ቃልሲ ፖለቲካ ንምክያድ ኣባላት እቲ ጉጅለ ጠርኒፉ ጋምቤላ ኣቲዩ። እቲ ዕጡቕ ጉጅለን መንግስቲ ክልል ጋምቤላን ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 71 ሺሕ ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ዝተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ንወገናትና መኣዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ተዛዚሙ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህዝቢ ሲዳማ በዓል ፍቼ ጫምባላላ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣለማየሁ ጢሞቲዮስ፥ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እንትኽበር ዝነበረ በዓል ፍቼ ጫምባላላ ብሰላም ተዛዚሙ ኢሎም። እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢንጅነር ሃፍቶሙ ኢተፋ(ዶክተር) ዝተመርሐ ጉጆለ ልኡኽ ሚኒስትር ማይን መዓድንን ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ መቐለ ኣትዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መነግስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ እንትበፅሑ፥ ካብኔ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፍቼ ጨምባላላ ሓድነትና ብምጥንኻር ሓዱሽ ተስፋ እንሰንቀሉ ኢዩ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም። ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ሃዋሳ ጉዱማሌ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ኣይተ ደስታ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ጥሕሰት ሕጊ ኣወሃህባ ድምፂ ህዝበ ውሳነ ዞባ ወላይታ ተዛሚዱ 93 ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። ቦርድ ምርጫ፥ ውፅኢት ድምፂ ዞባ ወላይታ ምንፃጉ ስዒቡ ንዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሕጊ ምርመራ ክግበር ከምዝፀንሐ ተገሊፁ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ፖሊሳት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ። እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ዕብየት መዓርግ፣ ሽልማትን ኣፍልጦን ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኮሚሽነር ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ Desta Apr 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር 2015 ዓ.ም ወርሒ ሎሚ እንተተራእያ ፅባሕ፣ እንተዘይተራእያ ቀዳም ክኽበር ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሼሪዓ ፌዴራል ኣፍሊጡ። እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት…