ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ክሰናዳእ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ተሰናዲኡ ኣብ ወተሃደራዊ ሰልጠና ክካተት ኢዩ ተባሂሉ።
ዋና መምርሒ ሰልጠና ትምህርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተመዝገበሉ ወተሃደራዊ ታክቲክን…