ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ተዋሂቡዎ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ መራኸቢ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ንቴሌቪዥን ኢሳት ናይ መወዳእታ ወረቐት መጠንቀቒ ሂቡዎ። እቲ በዓል መዚ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ጣቢያ ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ሚዛናውነት ዝጎደሎም፣ ኣብ ጭቡጥ ሓበሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ መፃኢ ወርሒ ግንቦር ዝካየድ ጉባኤ ማሕበር መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ከተኣናግድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ጉባኤ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኢንዱስትሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ፋሲካን ዒድ ኣልፈጥርን ምኽኒያት ብምግባር ን220 ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዶም። እቶም ወገናት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መሃያ ዝሰርሑ ትሑት መሃያ ዘለዎም ሓዊሱ ብሓገዝ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ዘቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ህንዲ ሱብራህማንያም ጃይሻንከር ዘቲዮም። ብዛዕባ ኣተገባብራ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ጎንፂ ኣብ ዝነበረሎም ከባቢታት ዝግበር ዘሎ ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ፋሲካ ምኽኒያት ብምግባር ንልዕሊ 256 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ሰባት መኣዲ ኣንጊዱ። ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ጥራሕ ን3 ሺሕ ዓቕሚ ዘይብሎም ወገናት መኣዲ ኣንጊዱ። ብተሳሳሊ ኣብ ኩለን ወረዳታትን ክፍላተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ተዛቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ቻይና ሺ ዌንጁ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ፎረም ኢንቨስትመንትን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንትን ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ ተባሂሉ። ሺ ዌንጁ፥ ፈንድ…
ቢዝነስ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ዓለም ኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኢዩ ተሳሊጡ። ልቓሕ ብዘላቕነት ምኽፋልን ምርግጋዕ ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ቀሪቡ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዕዳጋ ኦንላይን ንሽይጣት ቀሪቡ። እቲ መፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንሽይጣት ምቕራቡ ይዝከር። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ኣብ ኢትዮ ፖስት(Ethio Post shop) ኦንላይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ክውዕል ኢዩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብ ትግራይ ዑደት የሳልጣ ኣለዋ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኩነታት ጥዕና ትግራይ ንምዕዛብ ሎሚ ንጎሆ መቐለ ኣቲዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሕ፥ ሓላፊ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…