ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ኣቦታት፥ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም ምእመናን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እወንታዊ ተግባር በምፍፃም ክትግብርዎ ይግባእ ኢሎም። ትንሳኤ ኢየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክትጥቀም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘሎ…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ብደገፍ ባጀትን ልቓሕን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ዴቪድ ማልፓስ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ማክሪ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ከምዝነበረ ተሓቢሩ። እቶም ፕሬዚዳንት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያው ኣብ ምትግባር መንግስቲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን እንግዶት ድራር ገይሮም Desta Apr 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ እንግዶት ድራር ገይሮም። ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ እንግዶት ድራር እቶም መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቢዝነስ ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣኼባ እዋን ፅድያ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት መንእሰይ ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስጢራዊ ሰነዳት ወተሃደራዊ ድሕነት ብምልሓኽ ንዝተጠርጠረ ወዲ 21 ዓመት ኣባል ሃገራዊ ሓለዋ ኣየር እታ ሃገር ኣብ ቀይዲ ኣውዒላቶ። እቲ ጃክ ተሸይራ ዝተብሃለ መንእሰይ፥ ነቶም ሰነዳት ኣብ ናይ ኢንተርነት ጌም መፃወቲ ቻትሩም ከምዝዘርገሖም…
ስፓርት ኣጥቃዓይ ባየር ሙኒክ ሳድዮ ማኔ ካብ ፀወታ ተኣጊዱ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባየር ሙኒክ ኣብ መፋርቕ እዚ ሰሙን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ብማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዝተሳዕረትሉ ፀወታ ሳድዮ ማኔ ምስ ሌሮይ ሳን ብዘርኣዮ ምትህልላኽ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ ባየርን ዝተፀንበረ ኮኾብ ሊቨርፑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስርትያን ኢትዮጵያን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያንን ብስግደትን ፆምን ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ Desta Apr 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ነበር ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ኣፅዋሮም ብምቕማጥ ናብ ስሩዕ ናብረኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ Desta Apr 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…