Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣11 ነሓሰ ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም:: እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ዘሕለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘመናዊ ታሪክ ስነ ጥበብ ዓብዮ ኣሰር ዘንበሩ…

ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ኣርቲስት ደበበ እሸቱ ብዝሓደሮ ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሉ ድሕሪ ምፅናሕ ሎሚ መዓልቲ ምዕራፉ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ (ረ/ፕ) ንፋና ዲጂታል ተዛሪቦም። ኣርቲስት…

ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ቀዳማይ ሰሙን ሓዱሽ ዘበነ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክልተ ተነሓናሕቲ ጋንታታት ሰዓት 12፡30 ከራኽብ ኢዩ። ካብ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ዝርሕቑ ዓመታት ዘቑፀሩ ማንቼስተር ዩናይትድን ኣርሰናልን ሎሚ ኣብ…

ሃገራዊ ዘተ ንፀገማት ብዘረዳድእ መገዲ ብዘላቕነት ምፍታሕ ዘኽእል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዘተ ንፀገማት ብዘረዳድእ መገዲ ብዘላቕነት ምፍታሕ ዘኽእል ኢዩ ኢለን ኮሚሽነር ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ብሌን ገብረመድህን። “ግደ ጉድኣት ኣካል ንውፅኢታዊ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ጉድኣት ኣካል ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ…

ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መርኣያ ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዝኾና ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ፕራግ ቼክ ሪፐብሊክ ንምርኢት ክቐርባ ኢየን። ምድረ ቀደምት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን  25 ነሓሰ 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ማእኸላይ ኣውሮፓ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ…

ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ብንቕሓት ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቶም ኣባላት ዳያስፖራ ኣካል ከይዲ ዘተ ንምግባር ኩሎም ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ኣብ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዘለዎ ግደ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም እተመርቖ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንውልቀ ኢንቨስትመንት ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን ይካየድ ኣብ ዘሎ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ማይ…

ኣብ እዋን ክራማት 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ክኣቲ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም 50 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍሪያት ናብ ግዚያዊ መኽዘን ንምእታው ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ። ልኡላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ካብ መንጎ ዝተቐመጡ ሸቶታት ዓቕሚ ምዕባይ ግዚያዊ…

ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሉ ስራሕቲ ምክልኻል ክሊማዊ ለውጢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ  ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ጭቡጣት ለውጥታት ዝተመዝገቡሎም ኢዮም ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን። ሚኒስትር ዴኤታ ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ክሊማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ኢትዮጵያ ግደኣ ብኣግባቡ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ሕትመት 32 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዘበነ ትምህርቲ 2018 ዝኸውን 32 ሚሊየን ሕትመት መምሀሪ መፃሕፍቲ ንምክያድ ተተሊሙ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ቡልቶሳ ኢርኮ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀፃሊ ዓመት…