ቢዝነስ ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Desta Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ድማ ኣብ መላእ ሃገር ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ክጅምር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛረቦም። ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ Desta Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ‘ማውቲ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ዝተሰርሑ ስራሕቲ በዝምልከት መብርሂ…
ቴክኖሎጂ ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ Desta Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ። እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ ጠመተ ዝገበረ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ተቛሪፁ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብገበን ተጠርጢሮም ክሲ ቀሪቡሎም ዝነበረ ስቪልን ወተሃደራዊን ኣመራርሓ ህወሓት ክሶም ከምዝተቛረፀ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን(ህወሓት) ብመሰረት ዝተፈፀመ ስምምዕ ሰላም ምስቲ ጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ሰራሕተኛታትን ትሕብብሮም ንምጥንኻር ተላዚቦም። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳየን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጊልበርት ሃንግቦው ተመያዪጠን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ጄኔቫ ካብ 27…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገብር ተሓቢሩ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ዝተጣየሸ ግዚያዊ ምምሕዳር ፀገም ህዝቢ ትግራይ ፈታሒ ኣብ ዝኾኑ ነገራት ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ትፅቢት ከምዝገበር ተሓቢሩ። ንኣስታት ክልተ ዓማዉቲ መሃያ ከይተኸፈሎ ንዝፀንሐ ሰራሕተኛ መንግስቲ መሃያ ምኽፋልን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ተረኺቦም Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ናይ ምፅኣት እዋን ከጋጥም ኢዩ፤ ሞትን ምምዝባልን ክህሊ ኢዩ” ብዝብል ስግኣት ብስደት ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም ዝተብሃሉ ኡጋንዳዊያን ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር መለስ ኣለም፥ እቶም ኡጋንዳዊያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም-ውድብ ብልፅግና Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእሉ ዕዉታት ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢዮም ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ 2010 ዓ.ም ስእነት ስራሕ፣ ናህሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ ኣብ ህዋ ብምዃን ዘልዓሎ ምስሊ ዳሉል ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምምፃእ ንኢትዮጵያውያን ኣረኪቡ። ሰርጌይ ኩድ ስቨርቺኮቭ፥ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ህዋ ን185 መዓልታት ዝፀንሐ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ Desta Mar 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኢትዮጵያ ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። ስርዓት ዲጂታል መለለዪ ካርዲ ኩለ መዳይ፣ ተመሳሳሊን ኣተኣማማኒን ነበርቲ እዛ ሃገር ዝምዝገብሉ ስርዓት ብምዝርጋሕን ሓበሬታ ተመዝገብቲ ብምሓዝ ሰርዓት ኣጠቓቕማ…