ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ተዛዚሙ Desta Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ከምዝተዛዘመ ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣፍሊጡ። ካብ መጋቢት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ ኣብ ዝተገበረ ከይዲ 131 ሺሕን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዓለም ለኸ ዋጋ ነዳዲ ምውሳኹ ተገሊፁ Desta Apr 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ለኣኽቲ ነዳዲ“ኦፔክ” ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ዘቕርብኡ መጠን ነዳዲ ንምቕናስ ምውሳነን ኣፍሊጠን። እተን ሃገራት ብ1 ነጥቢ 16 ሚሊየን በርሚል ንምቕናስ ምስምዕመዐን ተሓቢሩ። ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ስምምዕነተን ተግባራዊ ክገብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ኢዩ-ሱዳናዊ ተንታኒ Desta Apr 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣርኣያ ፕሮጀክት ኩለ መዳይ ዞባዊ ረብሓ ሃገራት ዘሐሉ ኣፍሪካዊ ፕሮጀክት ልምዓት አዩ ክብል ነበር ዲፕሎማት ጋዜጠኛን ተንታኒን ሱዳናዊ መኪ አልሞግራቢ ገሊፁ። መኪ አልሞግራቢ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክካየድ ኢዩ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ዓወታት ንምቕፃል ዝዓለመ ሰልፊ ደገፍ ፅባሕ ኣብ መላእ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ከምዝካየድ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፥ እቲ ሰልፊ ዝካየደሉ ምኽኒያት ድሕሪ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮሙኬሽን ንኢትዮጵያ ዝህቦ ደገፍ ብዝበለፀ ንከጠናኽር ተሓቲቱ። ኣብ ጄኔቫ ቀዋሚ ተወካሊ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ፀጋአብ ከበበው ምስ ዋና ፀሓፊ ሕብረት ዓለም ለኸ ቴሌኮሙኬሽን ዶሬን ቦግዳን ማርቲን ዘቲዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ሽልማት ደቂ ኣኒስቲዮ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ስነ ስርዓት ኣብ ሆቴል ሸራተን ኣዲስ ከምዝተኻየደ ተገሊፁ። ኣብዚ ዓመት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘመዝገባ በቢከባቢአን እወንታዊ ፅዕንቶ ዘሕደራ ምዃነን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ንካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 630 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። ፕሬዚዳንት እቲ ፋውንዴሽን ሪታ ሮይን ካልኦት ኣባላት ኣመራርሓ ቦርድን ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ኢትዮጵያ ገምጋም መርሃ ግብሪ…
ቢዝነስ ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣቲ ኢዩ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 7 ነጥብ 7 ሚሊየን ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝኣቱ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር) ከምዝበልኦ ፥ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዓ.ም 12 ነጥቢ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ… Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን150 ዓቕሚ ዘይብሎም ፣ ኣረጋውያንን ኣካል ጉዱኣትን ከምኡውን 50 ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝለዓሉ ሰባት ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ፥ እንሰርሖ ስራሕቲ ንነበርቲ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ Desta Apr 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ መሃንዲስ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዞባ ጋሞ ዘህነፆ ካምፕ ኣመሪቑ። እቲ ካምፕ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዚ ደቡብ ዝተሃነፀ እንትኸውን፥ መምርሒ ሰራዊት፣ መንበሪ ሻለቃ መኮንናትን ኣብያተ ዕዮን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ…