Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንክዛዘም ንዝገበሩ መዳርግቲ ኣካላት አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኣፍሪካ ካብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውሕመ ምግላል ኢ-ፍትሓዊ ኢዩ-ሙሳ ፋኪ መሃመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ካብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ምግላል ኢ-ፍትሓዊ ኢዩ ክብሉ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ገሊፆም። ሕብረት ኣፍሪካ ኣባል ሃገራት ማእኸለል ዝገበተን ናይ ሓባር ተረባሕነት ዘረጋግፅን…

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዕውትነት ቀጠና ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ሓቢሩ ንምስራሕን ደገፍ ንምግባርን ድልዊ ኢዩ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንዕውትነት ቀጠና ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ሓቢሩ ንምስራሕን ደገፍ ንምግባርን ድልዊ ኢዩ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ትግበራ ስምምዕነት ናፃ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛቲዮም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ትግበራ ስምምዕነት ሰላም ኢትዮጵያ ንኢዶም። ኢትዮጵያ ካብ ውሕመ ሓገዝ ኣብ እትደልየሎም ዛዕባታት…

ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ተረኪባ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምጅማሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኮሞረስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ካብ ነበር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተኻየደ ኢዩ። ኢትዮጵያ ኣብ ፍሪያት ግብርና ቁልፊ ምዕባለ ተመዝግብ ከምዘላ ዓለም ይዕዘብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢስላሚክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኢስላሚክ ዶክተር መሀመድ ኣል ጃስር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ሓደሽቲ ምንቅስቓሳት ዝተፈላለዩ ደገፋት ኣብ ምግባር ዝጠመተ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ተተካኢት ዳይሬክተር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ሜሪ ካትሪን ፒ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳለጠ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያትን ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን…

መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝሳለጥ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ንምስታፍ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቴኒዮ ጉቴሬዝ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ን ዓለም ለኸ ትካላትን ናብ ኣዲስ ኣበባ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን ግብርናን(ፋኦ) ኪዩ ዶንግዩን ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግብን ስነ ምግብን ንምርግጋፅ ንዝገበሮ ሓገዝ አመስጊነን። ብተወሳኺ ኢትዮጵያ ሓደጋ ናይ ምፅዋር…