ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ መሳርሒ ኲናት ኣብ ምእታው ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ።
ብሬን፣ ክላሽንኮቭን ካልኦት ጠያይቲን ብክልል ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ወረዳ ሃመር ብጀልባ ብምሽጋር…