ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ፀገማትን መፍትሒታትን ሓለዋ ከባቢ ዝጠመቱ ሓሳባት ተላዚበን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝነበራሉ እዋን…