ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውሕመ ተዛቲዩ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ምትሕብባር ዝጠመተ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ዝተገበሩ ትካላዊ ኣወዳድባታት፣ ቅጥዒታትን ምድላዋት ፕሮጀክትን ምትእኽኻብ ሓበሬታ ነበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ኣሎ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ ልምዓታት ማይ ብምፅጋን ናብ ስራሕ ንምእታው ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ኣብ ትግራይ 5 ነጥቢ 4 ሚኒየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም። እቲ ዘተ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ከምዝተኻየደ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ዝተረኸብሉ ይግምግም ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እቲ ክልል ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ፈላማይ ስምምዕነት ማዕቐፍ ምቕናስ “በካሊ” ጋዝ ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዐነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ መብራቕ ኣፈሪካ ኦስማን ዲዮን ክታሞም ኣንቢረሙሉ። ብመሰረት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ጉዕዞ ግድብ ህዳሰ” ብዝብል ስያመ መርሃ ግብሪ ጉዕዞ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ህዝቢ ኣብቲ ግድብ ዘለዎ ሽርክና ንምጥንኻርን እቶት ንምትእኽካበን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ። ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ህንፀት ግድብ ህዳሰን ትካል ግብ ሰናይ ምድሓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዳንኤል በቀለ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ቀፃሊ ኩነታትን ምልዛቦም ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸባነዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ሰብ ሞያ መሐለውታ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብዚ ዞባ ዘሎ ተገማቲን ዘይገማቲን ስግኣታት ሰላምን ፀፅታን ብዝበለፀ ምክትታልን ምትራፈን ኣብ ዘኽእል ቁመና ንምህናፅ ዝዓለመ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቦ መንበር እቲ ሓይሊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ 33 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ቤተሰብን ዴሞክራትን ሪፐብሊካንን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 77 ኣሜሪካውያን ማዕቐብ ኣንቢራ። እቲ ማዕቐብ፥ ዋሺንግተን ቅድሚ ሰለስተ ሰሙናት “ንሩሲያ ሓገዝ ኣፅዋር ይገብሩ ኢዮም” ብምባል ኣብ ልዕሊ 22 ውልቀ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓድሽ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ትማሊ ረቡዕ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ገዛ ውሽጢ ውድድር ‘ወርልድ ኢንዶር ማይል’ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ። ኣብ ቶሩን ፖላንድ ንዝተኻየደ ውድድር ብ4 ደቒቕ 16 ካልኢትን 16 ንኡስ ካልኢትን ዝዛዘመቶ ኮይና…