ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኣህጉራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ግጭትን ኲናትን ደው ንክብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ልዕሊ 2 ቢሊየን ዶላር ከምዘድሊ ቢሮ ምትሕብባር ሰብኣዊ ሓደዝ ወድብ ሕቡራት መንግስታት(ኢቻ) ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ እዋናት ዝናብ ብዘይምዝናቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ምሽግጋር ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዑደት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መርኣያ ሕውነት ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ናብ ሓዱሽ ናይ ምትሕብባር ምዕራፍ ንምሽግጋር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃብዎ…
ቢዝነስ ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቼክ ሪፐብሊክ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ተተካኢ ምክትል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቼክ ጂሪ ኮዛክ ዘቲየን። ወይዘሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ኢትዮጵያ ምስ ቼክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ተመሊሶም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ነቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ኣብ ሽግግር ፍትሒ ዝጠመተ ጉባኤ ይሳለጥ ኣሎ። ዓለም ለኸ ሞያዊያን ኣብቲ ጉባኤ ልምዶም ከምዘካፍሉ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፥ መንግስቲ ንምርግጋፅ ሽግግር ፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Desta Mar 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ምምሕዳር ሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ብመንግስቲን ብውልቀን ዝስርሑ ቀዳማይ ዙር ፕሮጀክት ህንፀት 100 ሺሕ ኣባይቲ ንምጅማር ስነስርዓት ክታም ሰነድ ስምምዕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ Desta Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ገሊፆም። በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ሙክታር መሓመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ክግበር ኢዩ ተባሂሉ Desta Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ድጎማ ዋጋ ዘበናዊ ዱኽዒ 21 ቢሊየን ብር ከምዝግበር ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መነግስቲ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን እታዎታት ዘበናዊ ድኹዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ሓዊሱ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እታ ከተማ፣ ኣባላት ቤት ምኽሪን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም። ብየሻምበል ምህረት…