Fana: At a Speed of Life!

ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…

ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ካብ 19 ክሳብ 25 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ንልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲታት ኮንትሮባንድ  ምሓዙ ኣፍሊጡ። ካብዞም ዝተትሓዙ ውሽጢ 156 ነጥቢ 5  ሚሊየን ብር ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ  እንትኾኑ፥ 62…

ዉድብ ብልፅግና ዝዉክሉ ኣባላት ቤት ምኽሪን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲዩ ኣሎዉ     

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዉድብ ብልፅግና ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምኽትል ፕሬዚዳንት ዉድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዘጀመሩ እንትኾን፤…

ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና…

እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ዓረብ- እስራኤል ርክበን ሓርፊፉ ዝፀንሓ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸንን ላዕለዎት ወተሃደራዊ መራሕቲን ምስ ኣቦ መንበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን…

ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ አያሌው፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ትግራይ ንህፃናት ኣድለይቲ ዝኾኑ ክትባታት ንምብፃሕ በምውዳድ…

ኣብ ጉባኤ ዩኔስኮ 2 ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዝድህሰስን ሓደ ዘይድህሰስን ብድምሩ ክልተ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊታት…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ፀሐፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጌታቸው ታዓን ሓላፉ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ…

ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ዙር ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ካብ ፈላማይ ዝቐፀለን ናይዛ ሃገር ቀዳማይ ምዕባለ ኢኮኖሚ ድልየትን…