Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ብሪታንያን ሰሜን ኣየርላንድን ኣብ ኢትዮጵያ ዳረን ጆን ዌልች ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ኣብ ፀገም…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢስማኤል ዋይስ  ተዛቲዮም። ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ…

ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚመኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣቦ መንበር ኩባኒያ አል ፋይሰል ሆልዲንግስ ኳታር ሼክ ፋይሰል ቢን ቃሲም ኣል ታኒ ዘቲዮም። እቲ ኩባኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ምውፋር ኣብ ዝኽእለሉ ኣማራፅታት ንግዲ ዝጠመተ ዘተ…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሞርስላቭ ኮሴክ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መልዛቦም ካብቲ ኮሚሽን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ ዝነበረ እግዳት መሬትን መሬት ተንከፍን ከምዝተልዓለ ቢሮ ምልማዕ መሬትን ምምሕዳርን ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀንአ ያደታ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ እግዳት ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ካብ ትማሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

አዲስ አበባ ፣ የካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኣብ…

2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ። ኣካቢ ብሄራዊ ፀረ ግዕዝይና ኮሚቴ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ 759 ሓበሬታታት ነቲ ኮሚቴ ከምዝቐረቡ ተዛሪቦም። ካብዚ እቲ 175…

ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ክሰናዳእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተረኸበሉ ወተሃደራዊ ጥበብ ብብርኪ ሰርዓተ ትምህርቲ ተሰናዲኡ ኣብ ወተሃደራዊ ሰልጠና ክካተት ኢዩ ተባሂሉ። ዋና መምርሒ ሰልጠና ትምህርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኲናት ዓድዋ ዓወት ዝተመዝገበሉ ወተሃደራዊ ታክቲክን…

ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ-ግዕዚይና ዝሰርሖም ስራሕቲን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ብዝምልከት ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ ካብ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣባላት እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ክሳብ ሐዚ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ኣብ ከባቢ ዶብ ዘጋጥሙ ስግኣታት ፀፅታ  ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሓላፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኬኒያ ኣብ…