Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተም 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መፅንሒ ማእኸላት ግቡእ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝተገበረ ምምሕያሽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ገምት ዘእተወ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ከምዝውዕል ድማ ተሓቢሩ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብመሰረት ሕገመ መንግስቲ ዓንቀፅ 74(2) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝስዕቡ ሹመታት ንከፅድቕ ሓቲቶም። ብመሰረት እዚ፦…

በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን  …

በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ-ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ

ኣዲስ አበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ካብ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሩ ብተወሳኺ መስሕብ ቱሪዝም ዓለም ኮይኑ ኣሎ ከብሉ ሚኒስትር ባህልን ስፖርቲን ኣይተ ቀጄላ መርዳሳ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብምርካብ ናይ እንኳዕ…

ኣብ ሃገርና ዘላቒ ሰላም ንክዓስል ምክእኣል ሃይማኖት ክህሊ ይግባእ-ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ

ኣዲስ አበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢሉ እውን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንክዓስል ምክእኣል ሃይማኖት ክህሊ ይግባእ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ተዛሪበን። እተን ንቲባ ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ብምርካብ ናይ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርኣታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርኣታት ኣብ ልደታ ማሪያም ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ተኸቢሩ። እቲ ብዓል ብቅዳሰ፣ ፀሎትን ዝማሬንዝተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ቦታ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ሰዓብቲ እቲ…

በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ትግራይ ብመሰረት ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን እቲ በዓል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ምኽባሩ ኣመሓዳሪ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ፅዮን ማሪያም ኣኽሱም…

ሕብረት ኣውሮፓ ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መንግስቲ ዝፈፀሞ ተግባራት ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መንግስቲ ዝፈፀሞ ተግባራት ንኢዱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶ/ር ኣኔት ዌበር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ…