ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ዘቲዮም Desta Feb 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳራ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ዳይሬክተር ጄነራል ማእኸላዊ ባንኪ ቻይና ይ ጋንግ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ከልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ብምድሃብ ምልዛቦም ተገሊፁ። ኣብ መንጎ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ Desta Feb 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልምን በጀትን እቲ ኮሚሽን እናትነሽ ታመነ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2…
ስፓርት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ኣጀሚሮም Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ብዕሊ ኣጀሚሮም። እቲ ሜዳ ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍራይን ብኹለ መዳይ ዝበቕዐ ትውልዲ ንምቕራፅን ዝዓለመ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ምትሕብባር ኢንቨስትመንትን ኢኮኖሚን ክብ ንምባል ዘኽእል ጉጅለ ንምጥያሽ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግበራት ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ምኻዱ ይዝከር።…
ቢዝነስ ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ኣብ ዝገበረቶ ማዕቐፍ “መመሓየሺ ፍሉይ ቀረፅ” ከምዝትግበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ኣሕዋት ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ተኻይዶም- ኣምባሳደር ታዬ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣሕዋትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተኻየዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና ኣምሪሑ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨሰትመንትን ኢኮኖሚን ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ምስ…
ቢዝነስ ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Feb 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደርእይን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Feb 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 የካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፕሬዚዳንት…