ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ተወካሊት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲየን Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ብተወካሊት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶ/ር አኔት ዌበር ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ብዛዕባ ዘሎ ኩለመዳይ ምትሕብባር…
ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንገስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት መሊስካ ናብ ስራሕ ንምእታው ዘኽእል መፅናዕቲ ይካየድ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኣበባ ታመነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቲ ህንፀት ዝኸውን 17 ሺሐን 682…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ ኣምባሳደራት ደብዳበ ሽመት ሂበን Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቀረባ እዋን ንዝተሸሙ 14 ባዐል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደራትን 7 ኣምባሳደራተን ደብዳበ ሽመት ሂበን። እቲ ስነ ሰርዓት ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነንን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ተጀሚሩ Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ህንፀት ፓርክ ለሚ ብወግዒ ኣጀሚረን። እቲ ኣብ 14 ሺሕን 400 ካሬ ሜትር መሬት ዝዓርፍ ፓርክ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ወፃኢ ከምዝሓትት ተሓቢሩ። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕሪ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዲፕሎማሲ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነት ክብ ምባሉ ተገሊፁ Desta Jan 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ዝተፈጠረ ጎንፂ ነቲ ኣብ ደገ ዝስራሕ ዲፕሎማሲ ዓብይ ፈተና ከምዝነበረ ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ጋና ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓቢሮም ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ዘለዋ ኩሉ መዳይ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jan 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ዘለዋ ኩሉ መዳይ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብን ብዓውዲታት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ከልቲኣዊ ርክብ ንምጥንኻር ዝዓለመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ Desta Jan 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዘጋጠመ ፀገም ፀፅታ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁዋ ዝነበረ ከተማ ነበለት ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበት ኣገለግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፅገና ብምኽኒያት ኲናት ዝዓነዉ መሰረተ ልምዓታት ምዝዛሙ ስዒቡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jan 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘላቒ ምዕባለ ኢኮኖሚን ለውጢ ክሌማን ኣብ ዝዛተ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡ ዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ Desta Jan 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ናብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ፣ ኣቡ ዳቢ ኣትዮም። ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ ኣቡዳቢ ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ (ADSW) ዘላቒ ልምዓት ነምቅልጣፍን…