Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥  ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ…

ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክን ወታደራዊ ኣታሼ ኮሎኔል ጄን ማርክን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ  …

ክልል ሃረሪ ኣብ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ ክልል ኦሮሞ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ። ኣብቲ ዞባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ድርቂ ብዙሓት ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። ብመሰረት…

ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኤጀንሲ ናርዶስ በቀለ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘለዋ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዝተባባዕ ኢዩ ኢለን። ስለዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ኣብ…

ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ እቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ትካላት ካብ ዝተፈቐደሎም ዓውዲ ወፃእ ኣብ ልዕሊ…

ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣምባሳደር ብራዚል ኣብ ኢትዮጵያ ጃንድራ ፌሬር ዶሳንቶስ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣዲስ ኣበባ መስ ከጀተማታት ብራዚል ብሓባር ኣብ አትሰርሐሎም መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ከንቲባ ኣዳነች…

ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ወተሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ትገብር ኣላ። “ሞሲ ሁለት” ተባሂሉ ዝተሰየመ እቲ ልምምድ፥ ኣብ ውቅያኖስ ህንዲ ደቡብ ኣፍሪካ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ። ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት እቲ ልምምድ ፕሬዚዳንት ደቡብ…

ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ንክዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ንክዋፈሩ በዓል መዚ  ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዓውዲ ውልቀ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ዘለዎ ተሳትፎ ንክጉልብት ሰብ ሃፍቲ ብፍላይ ድማ ኣብ ስራሕቲ ምምሕዳር ኣናእሽቱ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 16፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ኣብ ዝንበር ማዕቐብ ብዝምልከት ኣብ ዕልባት ዘይምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ሕብረት ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ንመበል ዓስራይ እዋን ማዕቀብ ንምንባር ኣብ ዝገበሮ ዘተ ዘይምስምማዑ ስዒቡ ውሳንኡ ከምዝተናውሐ ተሓቢሩ።…

ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ግዴተኦም ክፍፅሙ ንዝፀንሑ ኣዘዝትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወተሃደራዊ መሰልጠኒ ቡልቡላ ናይ ጅግና ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ…