Fana: At a Speed of Life!

ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብዘሃ ቋንቋ ካሪኩለም ብዝተዛመደ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። ብመሰረት እዚ፦ ብመሰረት ሓዱሽ መፅናዕቲ ሰርዓተ ትምህርቲ ብኣፋን ኦሮሞ ቋንቋ ኣዶ ንዝመሃሩ ተምሃሮ ኣምሓርኛ ከም ተወሳኺ(ካልኣይ) ቋንቋ ንክወሃብ…

ፌዴሬሽን  ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ  ንኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ እግሪ ምትካል ዝውዕል ደገፍ 2 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉ ንኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ትግራይ ኣረኪበነኦም።…

ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል እናፈፀመ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ እማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ክልል ትግራይ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ስራሕ ንክጅምራ፣ ዝፈረሳ ንክፅገና፣ ቕልጡፍ ሰብኣዊ ረድኤት ብግዚኡ ንክኣትው እናተገበረ ከምዝርከብ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ብተገዳስነት  እናገልግሉ ዝረከቡ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቅድሚ ቀትሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…

ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ኣሳሊጡ። ብመሪሕነት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ወና ኣፋሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ክታሞም…

ሕብረተሰብ ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ደም ንዘድልዮም ወናት ዝኸውን  ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ገብሪ…

ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ። እዚ ድማ ኣብ…

ከተማ ኣብዓላ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣብዓላን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ከባቢ ብምኽኒያት ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዑል ጉድኣት ብምግጣሙ ለዕሊ ክልተ ዓመት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ከምዝነበረ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ በዓል ልደት ኣብ ማእኸል ምግባ እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ ወገናት ኣሕሊፈንኡ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ወገናትና ብምምጋብ ፃዕሪ ትገብሩ ዘለኹም ገበርቲ ሰናይ፣…