Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። በዓል ልደት ኣመልኪቶም ኣብ ብላቴ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዕዝ ማሰልጠኛ…

ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኢትዮጵያ  ዝርከብ ኤምባሲ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምዃን በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ብዘለዉ ሰዓብቲ እምነት ክርስትናቀ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ቢቢሲ ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝኽበር ዘሎ በዓል ከምዝበሎ፥ ብፍላይ ኣብ ላሊበላ ቅድስት ማሪያም ቤተክርስቲያን ብካህናት ዝተመርሐ ሃይማኖታዊ ስርዓይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም።ሠ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ ከተማታት ንዝተውፃእፅኡ ኣረጋዊያን፣ ጉድኣት ኣካልን ኣብ ጎደና ዝመሓደሩን ወገናት…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስርዓቱ ብዝሓለወ መልክዑ ኣብ ዝተፈላለዩ ካፋላት ኢትዮጵያ ብድምቀት እናተኸበረ ይርከብ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት…

ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓማውቲ ሃገሮምን ህዝቦምን ብጅግንነት ንዘገልገሉ ካብ ክልተ ኮኾብ ንላዕሊ መዓርግ ንዘለዎም ጄኔራል መኮንናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን ቦታ ስነ ስርዓት ዕፃ ተሳሊጡ። ከይዲ እቲ ህንፀት በቲ በዓል ዕድልን ሚኒስቴር…

ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያን ማሕበር ኣክሲዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ምክትል ዋና ኣስፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኢንጅነር ጌቱ ግዛውን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…

ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300  ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ። ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…

መራሕቲ ሚሲዮን ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም-ዶ/ር ኣብርሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ናይ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሪፎርም ዝሕግዝ ተግባር ክፍፅሙ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ተዛሪቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ሱሉልታ ኣብ ዝርከብ ኣካዳሚ ምርምር ኣመራርሓ…