ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኦዳ ቡልቱም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኦዳ ቡልቱም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እተን ትካላት ፅርየቱ ዝሓለወ፣ ብባህጊ ኢንዱስትሪታት ዝቃነ ትምህርቲን ስልጠናን ንምሃብ፣ በፍልጠት፣ ክእለት፣ ኣረኣእያን ሙያዊ ስነ ምግባርን ብቑዕ ዝኾኑ ሰብ ሙያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣብ መበል 36 ገባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲዮም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተፀወዐ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፥ ሐልሚ 222 ሚሊየን ህፃናት ዕላዊ ንክኸውን ንሓግዝ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሙ መሰረተ ልምዓታት ማይ ንምፅጋን 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ጉድኣት ንዘጋጠሙ መሰረተ ልምዓታት ማይ ንምፅጋን 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ከምዘድሊ ተገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ፥ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መሰረተ…
ቢዝነስ ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ቀሪቡሎም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ኣማራፂ ኢንቨስትመንት ቀሪቡሎም። እቲ ኣማራፂ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ዝተኻየደ ኤክስፖ ናውቲታት ፋርማሲን ፍሪያታት መሐለዊ ጥዕናን ኢዩ ዕላዊ ተገይሩሎም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኣለሙ ስሜን ዶ/ር እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም Desta Feb 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜብ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝን ምስ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሰብ ሃፍቲ ጅቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘተለ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዘይሕጋውያን ነጋዶ ኣብ ምቑፅፃርን ኢኮኖሚ ንክመሓየሽን ጠመተ ገይሩ ክሰርሕ ይግባእ ተባሂሉ Desta Feb 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ሃገር ብኢኮኖሚ ማዕቢላ ንክትብሃል ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝፈርዩ ፍርያታት ምዕባይን ንካልኦት ሃገራት ሰደድ ምግባር ብቐንዲ ይፅርሑ ክብሉ ምስ ጣብያና ፃንሒት ዝገበሩ በዓል ሞያ ስነ-ቑጠባ ኣይተ ሙሉጌታ ሓድጉ ገሊፆም፡፡ ኣብ መላእ ዓለም ዘጋጠመ…
ጥዕና ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ Desta Feb 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በቢብርኩ ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ ብዕድጊትን ብዓይነት ሓገዝን…