Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ድግመ ህንፀት ትግራይ ኩሉ ትግራዋይ ክረባበርብ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድግመ ህንፀት ክልል ትግራይ እጃም ኩሉ ትግራዋይ ዕዙዝ ብምዃኑ ኩሉ ትግራዋይ በቢዘላቶ ዓቕሚ ክረባበርብ ከምዝግባእሉ ፖለቲከኛን በዓል ሞያ ሕግን ኣይተ ከበደ ኣሰፋ ገሊፆም። ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ህዝቢ ትግራይ ወረ ኵናትን ድምፂ ጥይት…

ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጥሩነሽ ዲባባ ድሕሪ 4 ዓማውቲ ናብ ውድድር ክትምለስ ኢያ ተባሂሉ። 15 ጥሪ 2023 ዓ.ምፈ. ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣራምኮ ሂዩስተን ኢያ ናብ ውድድር ክትምለስ። ኣብቲ ውድድር ኣሜሪካዊት ኤምሊ ሲሰንን ኢትዮጵያዊት ህይወት…

ከንቲባ ኣዳነች ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት መንበሪ ገዛ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ን21 ዓቕሚ ዘይብሎም ዜጋታት በዓል ሰለስተ ደብሪ መንበሪ ገዛ ኣረኪበን። ብበዓል መዚ መገዲታት ምምሕዳር እታ ከተማ ብምትሕብባር ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ዝተሃነፁ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ብተወሳኺ…

ባንኪ ኣንበሳ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣንበሳ ብምኽኒያት ጎንፂ ኣገልግሎት ተቛሪፁለን ካብ መንጎ ዝነበራ ከተማታት ኣብ ሸውዓተ ከተማታት መሰረታዊ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግ  እቲ ባንኪ ሙሉጌታ ተክሉ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ሎሚ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘጋጠመ ሰለስተ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢታት ሾላ ገበያ ፣ ኣቃቂን ዮሴፍ ከባቢን ብዘጋጠመ ሓደጋታት ባርዕ ሓዊ 90 ሚሊየን ብር ዝግመት ንብረት ከምዝዓነወ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብዚ ሰሙን ዘጋጠመ ከምዝኾነ ብምግላፅ፥ ካብዚ ንላዕሊ ጉድኣት ንከየጋጥም ሰብ ሞያ ልዑል…

ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከተማ በራሕለን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን። ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ብዝበፅሐ ጉድኣት ንልዕሊ ከልተ ዓመት ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ከምዝተጀመረ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…

135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ 135 ሺሕ 487 ሜትሪክ ቶን ምግብን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሓገዛትን ከምኡውን 879 ሺሕን 980 ሊትሮ ነዳዲ ናብ ትግራይ ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን  ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ  ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ቅድሚ በዓል ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዋግኽምራ ንዝተመዛበሉ 31 ሺሕን 839 ዜጋታት ቅድሚ በዓል ልደት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። ላዕላዋይ ሓላፊ ስራሕ ፕሮግራም ህፁፅ ሓገዝ ኤፍ ኤች ኢትዮጵያ ዳንኤል ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ 5 ሺሕን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ገላን ከተማ ናይ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ካልኣይ ዑደት ኣብ ኢንነዱስትሪ ሆራ መክያዶም ገሊፆም።…

ተርሚናል 1 ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተርሚናል 1 በረራ ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ህንፀት ምምሕያሹ ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ህንፀት ብቻይና ኩባንያ ኮሙኒኬሽን ኮንስትራክሽን  (ሲሲሲሲ) እቲ ተኻይዱ። ተርሚናል ሓደ፥ ኣብ 16 ሺሕን 689 ካሬ…