ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ Desta Dec 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ሃረሪ ተጀሚሩ። እቲ ጎስጓስ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኦርዲን በድሪ ኢዮም ኣጀሚረምዎ። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ፥ ኣብ ምፍራይ ዘይነበራ ኢንዳስትሪታት ናብ ስራሕ ዝኣትዋሉ፣ ዘፍሪያ ዝነበራ ድማ መጠን…
ስፓርት ክሪስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ፈሪሙ Desta Dec 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፖርቹጋላዊ ኣጥቃዒ ኩዕሶ እግሪ ክርስቲያኖ ሮናልዶ ንኣል-ናስር ሱዕዲ ዓረብ ፈሪሙ እቲ ወዲ 37 ዓመት ካብ ማንችስተር ዩናይትድ ድሕሪ ምፍልላዩ ናብ ኣል ናስር ንምፅንባር ምውሳኑ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ኣብታ ጋንታ ንክልተ ዓማውቲ ዘፅንሖ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ Desta Dec 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጉምሩክ ኮሚሽን ልዕሊ 166 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ካብ 14 ክሳብ 20 ታሕሳስ 2015 ዓ.ም ኢዮም ተታሒዞም። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን Desta Dec 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንኣምባሳደራት ሹመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ኡመር ሁሴን ኦባ ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ቡሳ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ሳቦ ኣምባሳደር ማህሌት ኃይሉ ጓዴ ኣምባሳደር ሰኢድ መሐመድ ጅብሪል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ተፈራሪሞም Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢንስቲትዩትን ናይ ኢትዮጵያ ፌደራል ፖሊስን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ናይቲ ኢንስቲትዩት ዋና ዳይሬክተር ኢንጅነር ወርቁ ጋቸና፥ እቲ ስምምዕነት ክልቲአን ትካላት ዘለዎም ዓቕሚ…
ቢዝነስ ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ተገሊፁ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ሕፅረት ኣቕርቦት ሽኮር ከምዝቕረፍ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ገሊፁ። ስራሕ ደው ኣቢለን ዝነበራ ፋብሪካታት ፍሪያት መጅማረን ስዒቡ እቲ ኣቕሪቦት ክጅመር ተባሂሉ። እቲ ዝነበረ ፀገመት ንምቕራፍ ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ኩሎም ክፋላት እዛ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ መንግስቲ ሸርፊ ወፃኢ ደገፍ ዝቐረበ 30 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ በልዒ ነሕብረተሰብ ይከፋፈል ከመዘሎ ናይ ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ በዓል ልደትን ጥምቀትን ዝፍጠሩ ሰብ ስራሕ ናይ ኣቕርቦት ሕፅረትን ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ጉጅለ ምጥያሹ ነድንቕ ኢና- ኣንቶኒ ብሊንከን Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰላም ስምምዕነት ኣፈፃፅማ ዝቆፃፀርን ዘረጋግፅን ናይ ኣፍሪካ ሕብረት ጉጅለ ምጥያሹ ኣሜሪካ ከምእተድንቕ ናይ ኣሜሪካ ናይ ወፃኢ ጉዳይ ሚኒስትር ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣሜሪካ ብፌዴራል መንግስትን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ተግባራዊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ሽረ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝገለፆ፥ ናብ መቐለ ዝገብሮ ስሩዕ በረራ ኣብ መዓልቲ ናብ ሰለስተ ክብ ከምዘብሎ ገሊፁ። ድልየትን ቁፅሪን ተጓዓዝቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ Desta Dec 30, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እቲ ስምምዕ ሰላም ዝቆፃፀር፣ ዘረጋግፅን ዘኽብርን ጉጅለ ተልእኾ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ሰለስተ ኣባላት ዘለውዎ እንትኸውን፥ ብመሰረት እቲ ስምምዕ ሰላም ኣፈፃፅማ ስቪልን ወተሃደራዊ ስምምዕን ክከታተል ኢዩ ተባሂሉ።…