ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…
ቢዝነስ ልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ካብ 19 ክሳብ 25 ጥሪ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ንልዕሊ 218 ሚሊየን ብር ዘውፅኡ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኣፍሊጡ። ካብዞም ዝተትሓዙ ውሽጢ 156 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝኣትዉ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እንትኾኑ፥ 62…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዉድብ ብልፅግና ዝዉክሉ ኣባላት ቤት ምኽሪን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲዩ ኣሎዉ Desta Feb 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዉድብ ብልፅግና ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ኣመራርሓታት ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ዉድብን ኣብ ኣፈፃፅማ 6ተ ኣዋርሕ መንግስቲ ይዝቲ ኣሎ። እቲ መድረኽ ምኽትል ፕሬዚዳንት ዉድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዘጀመሩ እንትኾን፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትምህርቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ስሩዕን ዘይስሩዕን ሰርዓታት ትምህርቲ ምክታት ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስቴር ትምህርቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብሓባር ዝኸተምዎ ኢዩ። ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑን ዋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ዓረብ- እስራኤል ርክበን ሓርፊፉ ዝፀንሓ እስራኤልን ሱዳንን ስምምዕነት ሰላም ክፈራረማ ኢየን ተባሂሉ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ኤሊ ኮኸንን ላዕለዎት ወተሃደራዊ መራሕቲን ምስ ኣቦ መንበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ 12 ዓይነት ስሩዕ ክታበታት ይወሃቡ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ አያሌው፥ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ትግራይ ንህፃናት ኣድለይቲ ዝኾኑ ክትባታት ንምብፃሕ በምውዳድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉባኤ ዩኔስኮ 2 ሓድጊታት ኢትዮጵያ ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት ይግበር ኣሎ Desta Feb 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ዝድህሰስን ሓደ ዘይድህሰስን ብድምሩ ክልተ ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብዓለም ለኸ ሓድጊ ንኽምዝገቡ ትፅቢት እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣብ በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀልን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 212 ሚሊየን ብር ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ፀሐፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጌታቸው ታዓን ሓላፉ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ዙር ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ካብ ፈላማይ ዝቐፀለን ናይዛ ሃገር ቀዳማይ ምዕባለ ኢኮኖሚ ድልየትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ Desta Feb 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ። ድሕሪ ነቲ ዝተረኸበ ሃዋህው ንምዝራግ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ትልሞም ንክፍሽል እቲ ማሕበረሰብ ተወዲቡ ክቃለሶምን ከባቢኡ ካብ ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሃወኽቲ…