Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከመዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሓፈሻዊ ሃፍቲ እቲ ባንኪ 1 ነጥቢ 2 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ተዛሪበቦም። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ። እቲ ትካል ብፎቶ ካሜራ፣ ቪዲዬ ካሜራ፣ ቪዲዮ ኤዲቲንግን ግራፊክስን ዘሰልጠኖም ሰራሕተኛታት ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ንሓደ…

ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር እቶትን ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሞም። ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ብምዃን ግብሮም ንምኽፋል ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነዚ ድማ ብኣገልግሎት…

ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ። እቲ…

ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ዝተብሃለ ተቛራፂ ቻይና ዝሃነፆ አንትኸውን፥ እቲ ወደብ ኣብ 34 ነጥቢ 1 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ንመበል 36 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ኘጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2023  ዓ.ም.ፈ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን 30…

ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝቐርብ ዘሎ ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ካልኣይ ዙር 239 ሺሕን 628 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ምክፍፋሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን…

 “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምጥማት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደ ነገር ዝፍጠረሉን ዝፍለጠሉን እዋን ክፈላለየ ይኽእል ኢዩ…

ሪፎርም ምትዕድዳግ ነዳዲ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቅርሚ ሓደ ዓመት ዝተጀመረ ሪፎርም ምትዕድዳግ ነዳዲ ውፅኢት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፈፃፅማ እቲ ሪፎርም ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝገበሮ መድረኽ ዘተ ኢዩ እዚ ሓሳብ ቀሪቡ። ኣብቲ ገምጋም፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ጉጅለ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ብዓይነቱ ፈላማይ ምስ ዝኾነ ኣማኻሪ ጉጅለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣኪበ ተዘራሪበ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።…