ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ንግዲ ባንኪ ኣብ ዓድዋ ከተማ ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ጀሚሩ። እቲ ባንኪ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ዝተገበረ ናይ ሰላም ስምምዐነት ስዒቡ ኣብ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ዳግም ናይ ባንኪ ኣገልግሎት ምሃብ ኝጅማሩ ኣዘኻኺሩ። ካብቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ሰሜን ከባቢ ዝተፈጠረ ጎንፂ ብሰላም ንምፍታሕ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ ተሸጋጊሩ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘስፈርዎ ፅሑፍ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ተገይሩ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ክሊ ብዝሃ ቋንቋ ኣብ ዝተፀንዐ ናይ መፅናዕቲ ውፅኢት ዘተ ገይሮም። እቲ ዘተ ንብዝሃ ቋንቋ ኣተገባብራ ካብ ኣፍ መፍትሒ ብተወሳኺ ናይ ሃገር ውሽጢን ወፃኢን ቋንቋታት ኣብ ሰርዓተ ትምህርቲ ንምክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ህዝባዊ ዘተ ይካየዱ ኣሎዉ። ኣብቲ ዘተ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ውሱንነታትን ዘተ ተገይሩ። ኣብ ኣክሱምን ዓድዋን ከተማታት ይግበሩ ኣብ ዘለዉ ዘተታት ናይ ፌዴራል መንግስቲ ናብተን ከተማታት ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ-ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝመፅእ ዘሎ ሰላም ካብ ቱሪዝም ዝርከብ ኣታዊ ክምልሰልና ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ካብ ቱሪዝም ዝረኽብዎ ዝነበሩ ኣታዊ ብምቁራፁ ኣብ ናብረኦም ልዑል ፀገም ከምዝፈጠረሎም እቶም ነበርቲ ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ነበርቲ Desta Dec 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሽረ ከተማን ከባቢኡን መንግስቲ ዘቕርቦ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ ክብሉ ነበርቲ ተዛሪቦም። ኣብታ ከተማን ዙርያኣን ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝግበር ዘሎ ናይ ሰብኣዊ ኣቕርቦት ኣብ እዋን ኲናት ዝተፈጠረ ፀገም ዘቃልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር ቁርፀኛ ምዃኑ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር ቁርፀኛ ምዃኑ ናብ መቐለ ዝኸደ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣረጋጊፁ። እቲ ልኡኽ ምስ ህወሓት ኣመራርሓን ነበርቲ መቐለን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ኣብ ኩሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ ምግባር ምኽኣሉ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መውዓሊኦምን መሕደሪኦምን ኣብ ጎደና ዝገበሩ 21 ሺሕ ዝፅግዑ ዜጋታት ተጠቃሚ መግባር ምኽኣሉ ናይ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሚኒስቴር ገሊፁ። ኣብ 11 ከተማታት ብዝተተግበረ ቀዳማይ ዙር ናይ ለምዓታዊ ሴፍቲኔት ፕሮጀክት መውዓሊኦምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ናይ ትግራይ ህዝቢ ፅኑዕ ድልየት ምዃኑ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ናይቲ ክልል ነበርቲ ተዛሪቦም። ናይ ትግራይ ህዝቢ ኣብ ዝተፈላለዩ ጊዘታት ካብ ዝተገበሩ ኲናታት ዘትረፎ ኪሳራ ጥራሕ ምዃኑ ብምርዳእ እዚ ኩነታት ክድገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ናይ ኮሌራ ምጥፋእ ትልሚ ትግበራ ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ትልሚ ናይ ጥዕና ሚኒስቴርን ናይ ኢትዮጵያ ናይ ሕብረተሰብ ጥዕና ኢንስቲትዩትን ምስ ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን፣ ውድብ ጥዕና ዓለምን ዩኒሴፍን ብምትሕብባር ዘዳለውዎ…