ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽን ኣብ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽን ኣብ ሃዋሳ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒ መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ፋብሪካ መዓልታዊ 300 ሺሕ ባኒን 42 ቶን ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…