Fana: At a Speed of Life!

ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባርዕ ሓዊ ዘጋጠሞ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከታመ ለሚ ኩራ ብዝበለፀ ንምህናፅ መርብራብ ይግበር ኣሎ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኣብቲ ሀንፃ ዝነበረ ሰነዳት መንግስቲን ህዝብን ብሰንኪ እቲ ባርዕ መንም ዓይነት ጉድኣት…

ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ኣትሌቲክስ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ብምድብ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ለምለም ሃይሉ ብ8 ደቒቓን 37  55 ማይክሮ ካልኢትን ብምእታው ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ኮይና ዛዚማቶ።…

መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ማሽነሪታት ደገፍ ገይሩ። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ማይ ህንፀት ዓቕሚን ስግግረ ቴክኖሎጂን ግድኡ ዝፃወት ዘሎ መንግስታዊ ትካል ኢዩ ተባሂለሉ። መንግስቲ ጃፓን ዝገበሮ ደገፍ…

ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ልምዓት ፍሪያታት ሕርሻ ኣፍሪካ ንምምዕባል ዝውዕል ደገፍ 30 ቢሊየን ዶላር ንምሃብ ቃል ኣቲዮም። እቶም መዳርግቲ ልምዓት ዝተሳተፍሉን ኣብ ሴኔጋል ዳካር ዝተሳለጠን መበል ካልኣይ ጉባኤ ምግቢ ኣፍሪካ ትማሊ ተዛዚሙ።…

ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 183 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ካብ 12 ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘሎ እዋን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ኮሚሽን ጉምሩክ ገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ማእድን፣…

ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ዕድጊት ብዝምልከት ምስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘተ ይግበር ኣሎ። በዓል መዚ ምምሕዳር ዕድጊት ንብረት መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሃራማያ ዩኒቨርሲቲ መድረኽ ዘተ የሳልጥ ኣሎ። መንግስቲ በቢዓመቱ ካብ ዝምድቦ ዓመታዊ…

ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣዳነች ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝነብሩ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘቲዩ። እቲ መድረኽ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባን ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ዝሳተፍሉ ዕድላትን ብዝምልከት ጠመተ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። እቲ ስምምዕ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀጣና ናፃ ንግዲ ድሬዳዋ ብምእታው ምስራሕ ዘኽእሎ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ምክትል ፕሬዚዳንት…

ሩሲያ “ኤም ዋን ኣብራምስ” ን “ሊዮፓርድ 2” ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ዘዕኑ ሮቦት ዕላዊ ገይራ። ጀርመንንኣሜሪካን ቅድሚ ክልተ መዓልታት "ኤም ዋን ኣብራምስ" ን "ሊዮፓርድ 2" ታንክታት ንዩክሬን ንምልኣኽ ድልዋት ከምዝኾና ምግላፀን ይዝከር። ነዚ ስዒቡ…

ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ምዘናን ፈተናን ተምህርቲ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቶም ተፈተንቲ ካብ ሎሚ ምሸት ሰዓት 5ን 30 ደቓይቕን  ጀሚሩ ውፅኢቶም ብድረ ገፅ https://eaes.edu.et/ ፤ ብ6284 ሓፂር መልእኽቲ…