ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ–ኣምባሳደር ሱሌይማን ደደፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ፖሊስ ኣብ ሓፂር እዋን ልዑል ምዕባለ ምርኣዩ ተስፋ ወሃቢ ኢዩ ክብሉ ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ሱሌይማን ደደፎ ገሊፆም።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወፃኢ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ፌዴሪኢ…