Fana: At a Speed of Life!

ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ህዝቢ መቐለ ክሕለው ይግባእ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝብን ሃገርን እንትበሃል ኣብ ስምምዕነት ሰላም…

ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ፀሓይ ኣብ ባንክ ኢንዱስትሪ ተነሓናሒ ኮይኑ ንምቕፃል ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። እቲ ባንኪ ምስ ሰብ ኣክሲዮን ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡን ቀዳማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤኡን ኣሳሊጡ። እቲ ባንኪ ካብ ዝነበሮ 2 ቢሊየንን 867 ሚሊየንን 466 ሺሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኢታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን…

ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 141 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝገበሮ ክትትል 81 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲት ኣታዊ ኮንትሮባንድን 60 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ናይ ወፃኢ ኮንትሮባንድን ኣብ ዝተፈላለዩ…

መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንምፍፃም ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ንኹሎም ኣካላት ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕነት ብዝተቐመጠሉ ኣንፈት ንክትግበር ኩሎም ኣካላት…

እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ-ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ልምዓትን ሚኒስቴር እቶትን ምስ ቢሮ ገንዘብ፣ ፕላንን እቶትን ክልላት ሓበራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ…

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ካብ 1 ሺሕን 300 ወረዳታት ምልላይ ተሳተፍቲ ዘተ ከካይድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀረባ እዋን ምዝገባ ከምዝጅምር ገሊፁ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ሂሩት ገብረስላሴን ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋውን፥ እቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ይሳተፉ ከምዘለዉ ይዝከር። ጎኒ ንጎኒ እቲ ኣኼባ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ኣባላት ኮሚኒቲ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ኣሜሪካ-ኣፍሪካ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ብምጥማት…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሰብዓዊ ኤጀንሲ ኣፍሪካ ኣብ ምጥያሽ ዝጠመተ ዘተ ምስ ዳይሬክተር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘቲየን። እተን ፕሬዚዳንት፥ ኣብ ምዕባለ ስነ ህዝቢ ኣፍሪካ ከምኡውን ተበፃሕነት ዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን…