ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ Desta Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ኣቦታት ሃይማኖትን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ይዛተ ኣሎ። ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን ሂሩት ገብረስላሴ፥ እቲ ኮሚሽን ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምልከት መብርሁ ሂበን። ኣብቲ መድረኽ ፅንሰ ሓሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣዘራሪቦም Desta Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ አሸናፊን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሰለሞን አረዳን ኣዘራሪቦም። ኣብቲ ዘተ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ…
ቢዝነስ ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን Desta Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር ምስ ኣባላት እቲ ልኡኽ ብሓባር ኣብ ዝሰርሕኦም ጉዳያት ምዝታየን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ ኲናትን ውሱን ሓይሊ ሰብን ናይ ምዝዛም ዓቕሚ ይህነፅ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ኣርባ ብምርካብ ብምውዳድ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዝተገበረ ወተሃደራዊ ምርኢት ጥምር ሰራዊት ተዓዚቦም። ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ- ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተረኸበ ኣፋፍኖት ሰላም ክንከናኸኖ ይግባእ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ተዛሪቦም። እቶም ጀነራል ኣብ ምዕራብ እዚ ኣብ ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ ተረኺቦም ከምዝበልዎ፥ እቲ ሰራዊት ንሃገሩ ክብሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኢትዮጵያ ደገፍ ንዘድሊዮም 21 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ሓገዝ ንክገብሩ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድልውነትን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምተዝገበረ ተገሊፁ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍርይ 6 ዓይነታት ፍርያት ናብ ዓለም ለኸ ዕደጋ ክፅምበሩ ከምዝገበረ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒሰቴር ኢንዱስትሪ ፌዴሪኢ በጀት ዓመት 2015 ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ጎንደር የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ…
ቢዝነስ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ በረራ ክጅምር እዩ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ኣትላንታ ጆርጂያ ቀጥታ ናይ መንገደኛታት በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እዚ በረራ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ዝግበር ምዃኑ ካብ ካብቲ መንገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዚ በረራ ካብ ዋሺንግተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Jan 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 173 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብ መንጎ እቶም ናብ ሃገሮም ዝተመለሱ እተም 12 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ነቶም ተመለስቲ ዜጋታት ኣብ መፅንሒ ማእኸላት ግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ተገይሩ Desta Jan 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝተገበረ ምምሕያሽ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ገምት ዘእተወ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ከምዝተገበረ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። እቲ ሓዱሽ ምምሕያሽ ታሪፍ መጓዓዚያ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ተግባር ከምዝውዕል ድማ ተሓቢሩ።…